ትግርኛ - Tigrinska

ናብ ኩንግስባካ ኮሙን እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም

ኣብ መርበብና ስለ ዝበጻሕኩም የቐንየልና። ምምሕዳር ከተማ ኣብ ትምህርቲ ፣ ክንክን ቆልዑ ፣ ክንክን ጥዕና ፣ ባህልን መዘናግዕን ኣገልግሎት ይህብ እዩ ። ኣብ ልዕሊ ገዛኹም ጉድኣት ንዘውርድ ጉዳያት እውን ተሓተትቲ ኢና ፣ ንንግዲ እውን ኣገልግሎት ንህብ ኢና ። ኩሉ ሓበሬታ ብቋንቋ ሽወደን ይርከብ።

ብዛዕባ ምምሕዳር ከተማ ሕቶታት እንተ ኣልየኹም በጃኹም ምስ ማእከል ዓማዊልና Kungsbacka ብቐጥታ ኽትራኸቡ ትኽእሉ ኢኹም። መልሲ ከም ትረኽቡ ክንገብር ኢና። ብእንግሊዝኛ ብዝበለፀ ክንሕግዘኹም ንኽእል ኢና።

ሓበሬታ ብዛዕባ መላግቦታት ወይ ሊንክ

ኣብቲ informationsverige.se External link. ንሃገር ሽወደንን ንኩንግስባካን ዚምልከት ብእተፈላለየ ቋንቋታት ሓበሬታ ትረክብ። እዚ ከኣ ነቶም ሓደስቲ መጻእቲ ጠቓሚ እዩ።

ኣገልግሎት ማእከል ኩንግስባካ ብቐጥታ Kundcentret Kungsbacka direkt

Stadshuset, ስታድሁሰት፡ ፊት ረሰሰንትሩም
Storgatan 37 i Kungsbacka
ተለፎን : 0300-83 40 00
ኢመይል: info@kungsbacka.se

ዝኽፈተሉ ሰዓታት

ሰኑይ 8-18
ሰሉስ ክሳዕ ሓሙስ 8-17
ዓርቢ 8-15